እስላማዊ ምሁርን ህዝባዊ መዳሪ (public speaker) ኡስታዝ መሓመድ ዓብደልቃድር፡ ብዛዕባ እስላማዊ ስነ-መለኮትን ተፍሲር ቁርኣንን ብዘለዎ ዓሚቕ ኣፍልጦን ብሚድያ ኣቢሉ ንነዊሕ እዋን ኣብ ሕብረተሰብ ተዛራቢ ቋንቋ ትግርኛ ዝተፈላለዩ መደረታትን ኣስተምህሮን ሂቡ እዩ። ምስ ብዙሓት ተኸታተልቲ ድማ ዓሚቕ ምትእስሳር ፈጢሩ ‘ዩ። ኣብ መጽናዕቲ ቁርኣን፣ ሓዲስን እስላማዊ ሕግታትን ሰፊሕ ክእለት ዘለዎ ኡስታዝ መሓመድ ዓብደልቃድር፡ ዝተሓላለኹ ሃይማኖታዊ ኣምርን ሓፈሻዊ ትርጉማትን ምስ ዘመናዊ ሕብረተሰብን እዋንን ቅኑዕ ርድኢት ንኽህልዎም ዓብይ ግደ ገይሩ እዩ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Explore More

ቁርኣን ውሽጣዊ ሰላም #2

ቁርኣን ንመንበብ ጥራይ ኣይኮነን — መምርሒን ፈውስን ብርሃንን እዩ። ምርዳእ ሓቀኛ እስላማዊ ፍልጠት ንምኽፋት ቁልፊ እዩ። ብተበግሶ ሙጂዛት ኣቢልካ ንዑ ምስ ቁርኣን ብቋንቋኻ ትግርኛ ተተሓሓዝ ትርጉሙ ድማ ንልብኻን ህይወትካን ይቕይሮ።