ሙዕጂዛት
ቁርኣን . ፍልጠት . ብርሃን
ቁርኣን ንመንበብ ጥራይ ኣይኮነን — መምርሒን ፈውስን ብርሃንን እዩ። ምርዳእ ሓቀኛ እስላማዊ ፍልጠት ንምኽፋት ቁልፊ እዩ። ብተበግሶ ሙጂዛት ኣቢልካ ንዑ ምስ ቁርኣን ብቋንቋኻ ትግርኛ ተተሓሓዝ ትርጉሙ ድማ ንልብኻን ህይወትካን ይቕይሮ። መልእኽቲ ጥራይ ኣይተንብብ — ንበር። ጉዕዞ ፍልጠትካ ካብዚ እዩ ዝጅምር።
እስላማዊ ምሁርን ህዝባዊ መዳሪ (public speaker) ኡስታዝ መሓመድ ዓብደልቃድር፡ ብዛዕባ እስላማዊ ስነ-መለኮትን ተፍሲር ቁርኣንን ብዘለዎ ዓሚቕ ኣፍልጦን ብሚድያ ኣቢሉ ንነዊሕ እዋን ኣብ ሕብረተሰብ ተዛራቢ ቋንቋ ትግርኛ ዝተፈላለዩ መደረታትን ኣስተምህሮን ሂቡ እዩ። ምስ ብዙሓት ተኸታተልቲ ድማ ዓሚቕ ምትእስሳር ፈጢሩ ‘ዩ። ኣብ መጽናዕቲ ቁርኣን፣ ሓዲስን እስላማዊ ሕግታትን ሰፊሕ ክእለት ዘለዎ ኡስታዝ መሓመድ…
ልብና ዑምቀት ብዘለዋ ርድኢት ቁርኣን ነብርህ!
ኣድራሻ
ኣብ ቀረባ እዋን…
መልእኽቲ ይስደዱልና
ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ወይ ድማ ንተበግሶና ክትድግፉ ትኽእሉ በዚ ዝስዕብ ክትረኽቡና ትኽእሉ።