ቁርኣን ውሽጣዊ ሰላም #2

May 14, 2025

ቁርኣን ንመንበብ ጥራይ ኣይኮነን — መምርሒን ፈውስን ብርሃንን እዩ። ምርዳእ ሓቀኛ እስላማዊ ፍልጠት ንምኽፋት ቁልፊ እዩ። ብተበግሶ ሙጂዛት ኣቢልካ ንዑ ምስ ቁርኣን ብቋንቋኻ ትግርኛ ተተሓሓዝ ትርጉሙ ድማ ንልብኻን ህይወትካን ይቕይሮ።

ኡስታዝ መሓመድ ዓብዱልቃድር

May 14, 2025

እስላማዊ ምሁርን ህዝባዊ መዳሪ (public speaker) ኡስታዝ መሓመድ ዓብደልቃድር፡ ብዛዕባ እስላማዊ ስነ-መለኮትን ተፍሲር ቁርኣንን ብዘለዎ ዓሚቕ ኣፍልጦን ብሚድያ ኣቢሉ ንነዊሕ እዋን ኣብ ሕብረተሰብ ተዛራቢ ቋንቋ ትግርኛ ዝተፈላለዩ መደረታትን ኣስተምህሮን ሂቡ